HaqCheck is a local and multilingual fact-checking initiative from Ethiopia, formed inside Addis Zeybe's newsroom, dedicated to verifying media contents from social to mainstream.
ሓቂቼክ ነቲ ምስሊ ብምምርማር ነቲ ጥቃዕ ሓሶት ምዃኑ ኣረጋጊፁ እዩ።
ሓቂቼክ ነቲምስሊ ብምምርማር እቲ ጥቃዕ ሓሶት ምዃኑ ኣረጋጊፁ ኣሎ።
ሓቂቼክ ብዝገበሮ ምፅራይ እቲ ጥቃዕ ሓሶት ምዃኑ ኣረጋጊፁ እዩ።
ኹን እምበር
ሓቂቼክ ነቲ ምስሊ መርሚሩ እቲ ስእሊ ወታደራት ህወሓትን ሰሓኦን ንሓድሕዶም ክተሓቛቘፉ ዘየርኢ ምዃኑ ኣረጋጊፁ እዩ።
እቲ ምስሊ ኸምቲ ዝተብሃለ እዋናዊ ህሞት ደሴ ስለዘየርኢ ሓሶት ተባሂሉ ኣሎ።
ሓቂቸክ ነቲ ጕዳይ ንምንጻር ነቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ንጉሳዊ ኤምባሲ ኖርወይ እውን ተወኪሱ እዩ።
እምበር እቲ ሕታም ኣብ ትሕዝቶኡን ኣጠቓቕማ ናይቲ ምስሊታትን ግጉይ ስለዝዀነ ሓሶት ተባሂሉ ኣሎ።
እቲ ሕታም ፌስቡክ ናይ ሓሶት ምስሊታት ብምጥቃሙ ሓሶት ተባሂሉ ኣሎ።
ሓቂቼክ ንተኣማንነት እቲ ምስልታት ድሕሪ ምምርማሩ ኣብ መወዳእታ ነቲ ሕታም ሓሶት ኢልዎ ኣሎ።